Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም። “ከተማታትና ማእኸላ ፍርያት፣ ክእለትን ሰናይ ምምሕዳርን ብምግባር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ኣወሃህባ…

ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ደሴ ብምግባር ናብ ኣቀስታ እናተጓዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ ተሽከርካሪት ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ እታ ሚኒባስ 21 ተሳፈርቲ ፅዒና እናተጓዓዘት…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክእለትን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታት ንምሕጋዝ ናይ ተግባር ስምምዕነት ተፈሪመን። እቲ ትግበራ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌዝ…

ዓውደ ምርኢት ዓለም ለኸ ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፎቶ መልዐልቲ መናእሰይ ዘሳትፍ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ዓውደ ምርኢት ውድድር ፕሬስ ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን 'ራሽያ ሲጎኒያ' ወይ እውን 'ራሺያ ቱደይ' ዝተሰነየ ትካል ሚዲያ…

ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…

ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፍርያት ናብ ሃገር ከይኣቱ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ትሕቲ ደረጃ ብምዃኖም ምኽንያት ናብ ውሽጢ ሃገር ከይኣትዉ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሕቶ 5 ሺሕ 713 ኣምፃእቲ ብምቕባል ልዕሊ 1 ሚሊየን 868 ሺሕ ሜትሪክ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)÷ ‹‹ሎሚ ኑጉሆ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና›› ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣፍሊጦም። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር  ማይክ ሃመር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር  ማይክ ሃመር ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምህናፅ እትዓሞም ዘላ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት 2024 ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣባል ሃገራት ብሪክስ ተዓዊትቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት 2024 ቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣባል ሃገራት ብሪክስ(Corporate Sustainability Achievement Award)  ተዓዊትቲ ኮይኑ። እቲ ሽልማት ኣብ መንጎ0 ኣባል ሃገራት ብሪክስ ንዝህሉ ዝምድና ንግዲ፣…

ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ሽኮር ናይ ምፋራይ ስርሑ ሽኮር ኣገዳ ብምጥሓን ጀሚሩ፡፡ ኣብዚ ዓመት ኣብ 4 ሺሕን 600 ነጥቢ 5 ሄክታር ዝለምዐ ሽኮር ኣገዳ ብእታወት ብምጥቃም 245 ሺሕን 927 ነጥቢ 5 ኩንታል ሽኮር…