Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓቕሚ ምምራሕ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ዝተጀመሮ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ብምትሕብባር ንደቂ ኣኒስቲዮ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ህንፀት…
መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ይሳተፍ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝተዛረቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሐዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…
ኣመራርሓታት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም።
ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ÷ ኣዲስ ኣበባ…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ጀርመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕልን ፕሮጀክት ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፍልይቲ ልእኽቲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ትግበራ ምምሕያሽ ክሌማዊ ለውጢ ጀርመን ጄኒፈር ሊ ሞርጋን ገሊፀን።
እተን ፍልይቲ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣይተ ደመቀ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዝካድ መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ…
ኢትዮጵያን ካሜሩን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሩን ሌጄዩን ምቤላ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ፅባሕ ምክያድ ቅድሚ ዝጅምር መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ምዃኑ…
ትካል ገባሪ ሰናይ ትእምት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገባሪ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተረኪቦምዎ።
“ትካላት ትእምት ካብ…
ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሪሲያ-ኣፍሪካ ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ ገሊፆም።
ካልኣይ መድረኽ ዘተ ቅድመ ጉባኤ ኢኮኖሚ ሩሲያ-ኣፍሪካ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሩሲያ፣…