Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ጠለብ ነዳዲ ዝቆፃፀር ስርዓት ክትግበር ምዃኑ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ንብረትን ዕድጊትን መንግስቲ ሓጂ ኢብሳ፥ እቲ ስርዓት ዘይተገበአ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ብምግዳብ ጠለብ ነዳዲ ንምቑጣብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ጎንደር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፖርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ቴዎድሮስ እንትበፅሑ÷ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ባዩህ ኣቡሃይ፣ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል ኣይተ እርዚቅ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም። ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ዘተኦም መንግስቲ እቲ ክልል ትኹረት ሂቡ እናወገኖም ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓትን ካልኦት ጉዳያትን ገለፃ…

ንኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኩለመዳይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንታት ንምውፋር ድሌት ንዘርአዩ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ። ዋና ፈፃሚ ስራ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ምክትል ኮሚሽነር…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዛምቢያ ሉሳካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ብማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሓማማት ኣፍሪካን ሚኒስቴር ጥዕና ዛምቢያን ዝተሰናደአ ዘጋጀው 33ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ቼክ ሪፐብሊክ ብቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ፔትር ፊያላ ዕላዊ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ…

ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ዘድሃበ ፕሮጀክት ዕላዊ ክግበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲን ምድሓን ህፃናትን ክልል ትግራይ ዝጠመተ ፕሮጀክት ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት ብ230 ሚልየን ብር ዝትግበር እንትኸውን÷ ብምትሕብባር ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይን ኢማጅን ዋን ደይን ዝፍፀም…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ተልታሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 20 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ 18 ከቢድ፣ 14 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣብ ማሕበራዊ  ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ዞባ ቦረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም፣ ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ የሳልጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ማእኸል ምርምር፥ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ማይ ጥዑም ገምጋም ሓባሪ መሳርሒ ጠሊ ሓመድ (Wetting front detector) ኣብ መስኖ ዘለዎም ሓረስቶት…

ኣንጎላ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ክሰርሑ ከምትደልዩ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ማኑዌል ጎንካልቬስ ሎሬንኮ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ፍርቱና ዲበኩ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ማኑዌል ጎንካልቬስ ሎሬንኮ ኣቕሪበን።…