Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…
በጀት 2016 ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 517 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ።
ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ÷ ንበጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝቐረበ 221 ቢሊየን 517 ሚሊየን 956 ሺሕን 655 ብር በጀት…
ኢትዮጵያ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ክትሕግዝ ኢያ – ጄኒፈር ሊ ሞርጋን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግኣት ክሌማዊ ለውጢ ንምምካትን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ሓገዝ ንምግባ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ።
ኣብ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ፍልይቲ ልእኽቲ ትግበራ ዓለም ለኸ ክሌመማዊ ለውጢ ጄኒፈር…
ሰራዊትና ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ እዚ ዝበሉ÷ “ካብ ዝኾነ እዋን…
ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
እቲ እቶት ብቢሮ እቶት፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣደም ኑሪ ተዛሪቦም።
ብሲሳይ ዱላን ፍቅርተ ከበደን…
ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ፕሮፌሰር እያሱ ኤልያስ፥ እቶም ፈልስታት ንምትካል 9 ሺሕ 500 ናይ መትከሊ…
ፕሬዚዳንት ጋና ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ቆራፅ ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣዶ ዳንኩዋ ኣኩፎ ኣዶ ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕን ንምጥንኻርን ቆራፅን ድሉውን ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ተፈሪ ፍቅሬ…
ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ።
እቲ ማሕበር÷ ዕቤት ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ዝተፈቐደ ዕድል ተረባሕነት “ኣጎዋ” ብውሕዱ ንዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክናዋሕ ሓቲቱ፡፡
ንዓሰርተ ዓመትን ልዕሊኡን ዝናዋሕ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ሽጋራ እናዘዋወሩ ዝነበሩ 3 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናዘዋወሩ ዝነበሩ ሰለስተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ተጠርጠርቲ ጉዳዮም እናተፃረየ ከምዝርከብ እውን ተሓቢሩ፡፡
እቲ ሽጋራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ክኣቱ ክብል…
ዓመታዊ ክብረ በዓል ማእኸል እዚ ዳሎል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓልን ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ማእኸል እዚ ዳሎል ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀነራል…