Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢፋድ ኣልቫሮ ላሪዮ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ምዝታዮም ገሊፆም። ጉባኤ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ምስ ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓጋዚት ዋና…

ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርባሕ ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርመራብሒን መቀነባበሪን ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ውሕስና ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ንምምሕያሽ…

ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ዝሃነፆም 28 ፕሮጀክታት ጥዕና እቶም 22 ሎሚ ብምምራቕ…

ትካላት ፌደራል በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን ዘተ የካይዱ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ትካላት ፌደራል ብልፅግና በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪ ትካላት ፌዴራል፣ ምምሕዳር ትካላት ፌዴራል፣ ኣመራርሓ ክላስተር…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ብሄራዊ ባይቶ ፓኪስታን ሰይድ ዩሱፍ ራዛ ጊላኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕዉት ዝኾነ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር መሰረት ዝገበረ ሃገራዊ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፓኪስታን ከጀመር ኢየ ኢሎም። እቶም ኣቦ መንበር ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…

ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ናብ ዝነበረቶ ጥንታዊ ሽፋን ደኒ ብምምላስ ሓምለዋይ ልባስ ንምኽዳን ዝጀመርናዮ ፃዕሪ መበል…

ግድብ ህዳሰ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝርከብ ልዑል ጠለብ ሓይሊ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምላሽ ብመሃብ ኢትዮጵያ ናብ ኢንዱስትሪ ትገብሮ ጉዕዞ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝነበሮም ምሁራን፤ ካብቲ ግድብ ዝፍልፍል…

ኣዲስ ኣበባ ዲጂታላዝ፣ ዘበናዊን ምቹእን ከተማ ንምግባር…..

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዘበናዊ፣ ፍትሓዊን ስሉጥን ንክኾኑ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ…