Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት በርሃም ሳሊህ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ጠሚቶም በርሃም ሳሊህ (ዶ/ር)፥ ምስ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ውፅኢታዊ ዘተ ገይርና ኢሎም።
እቲ ዘተ ኢትዮጵያ…
መንግስቲ ናይ ምምስራት ዕድል ዝተውሃበ ፓርቲ ዝተነበረሉ ሓደራ ብዝምጥን ቁመና ከገልግል ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምህራን ዩንቨርስቲ መደወላቡ ድምፂ ህዝቢ ዝረኸበን መንግስቲ ናይ ምምስራት ዕድል ዝተውሃበን ፓርቲ ዝተነበረሉ ሓደራ ብዝምጥን ቁመና ከገልግል ኣለዎ ኢሎም።
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ትማሊ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ውፅኢት 42 ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ…
ምርጫ ህዝቢ ነኽበር ኢና…
ናይ ቀደም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ካብ ወልቀን ጉጅለን ባህጎም ኣብሊፆም ንሃጎም ቀዳምነት ብምሃብ መስዋእትነት ረሃፅ፣ ደም፣ ዓፅምን ህይወትን ብምኽፋል ንኢትዮጵያ ኣውሪሶሙና ኢዮም።
ንሕና ናይ ሐዚ ትውልዲ ድማ ሃገር ብመገዲ ሰላምን ዴሞክራሲንንቐፃሊ ትውልዲ ንምሽጋር ብካርድና ወሲንና…
ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣ እዋን ድህረ መረፃ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት እቲ መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ 7ይ ሓፈዊ መረፃ ብሰላም ምዝዛሙ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዝመረፀና ህዝቢ እነመስግኖ ብቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ ፀገማቱ ዝፈትሑ ጭቡጣት ተግባራዊ ምላሽ…
ኣብ ብሄራዊ ረብሓታት ምስ ኩሎም ሓይሊታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክንቀሳቐስ ኢየ – ኢዜማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)ኣብ ብሄራዊ ረብሓታት ምስ ኩሎም ሓይሊታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ክንቀሳቐስ ኢየ ኢሉ።
እቲ ፓርቲ ውፅኢት 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ምዃኑ ስዒቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ መረፃ ብዓወት ብምዝዛሙ እንኳዕ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ዝተዋደደ ዲጂታል ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ኣብ ሓደ መድረኽ ዘጣመረን ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝተዋደደ ዲጂታላዊ ኣገልግሎት መተግበሪ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ኣብ ክልል ትግራይ ነጊሱ ዘሎ ህውከት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣኽራሪ ጉጅለ ነበር ህወሓት ዘስዓቦ ህውከት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ስግኣት ፀጥታ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ኢሎም ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ነበር ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ።
ኣታኽልቲ ሃ/ስላሴ ምስ ፋና…
ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ክረምታዊ እወንታዊ ባህሊና ናብ ዝለዓለ መግለፂ ክነሰጋግሮ ኢና ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ክረምቲ ብዝመፅአ ቁፅሪ እነካይዶም ክልተ ቀንዲ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓት ዝወሰደቶ ስጉምቲ ኣካይዳ ኣዕናዊነት እቲ ጉጅለ ንዓለም ዘቓልዐ እዩ – ውድብ ስምረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣኽረርቲ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን ዘንበረቶ እገዳ ቪዛ ነቲ ናይቲ ጉጅለ ኣኽራርነትን ኣካይዳ ኣዕናዊነቱን ንማሕበረሰብ ዓለም ዘቃልዐ እዩ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ውድብ ዲሞክራሲያዊ ስምረትን ምክትል ኣካቢ…