Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንዱስትሪ ማኑፋክቸሪንግ ልቢ ኢኮኖሚ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ልኡላውነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት እዩ ከምዚ ዝበሉ።…

ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ ንዩማ ቦአካይ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ሎሚ ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ጆሴፍ…

ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ካብ ሓባራዊ ታሪኽ ፅንዓት ዝፍልፍል ንዘመናት ዝተሳገረ ርክብ ኣለዎም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፤ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ኣብ ብዙሕነታዊ መድረኻት ብሓባር ክሰርሓ ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፖርቹጋል ፓውሎ ራንገል ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትዮም። ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፤ ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ነዊሕን…

ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ላይቤሪያን ኣብ ወታደራዊ ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሪፐብሊክ ላይቤሪያ ብርጋዲየር ጄኔራል ጄራልዲን ጃኔት ጆርጅ ኣብ ኣብ ኣዲስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘመዝገበቶም ዓወታት ንመላእ ኣፍሪካ ኩርዓት ኢዮም – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘመዝገበቶም ዓወታት ንመላእ ኣፍሪካ ኩርዓት ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ላይቤሪያ ሳራ ቤይሶሎው፡፡ በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንፎርሜሽ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን። እተን ሚኒስትር…

ኣብ ዞባታት ናፃ ንግዲ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ካብ ኣታዊ ግብሪ ናፃ ክኾኑ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናፃ ዞባታት ንግዲ ብምውፋር እታወታትን ፍርያታትን ናብ ዕዳጋ ኣብ ምቕራብ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ካብ ኣታዊ ግብሪ ናፃ ንኽኾኑ ተፈቒዱ ኢሉ ሚኒስቴር ገንዘብ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሽጢ ሃገር ንድሕሪት ዝሕዙ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት መህነፂ ስብእና መናእሰይ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት መህነፂ ስብእና መናእሰይ ብዝበለፀ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ ብቑዕ፣ ተወዳዳሪ፣ ጥዑይን ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ዜጋ…

ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትማሊ ሰባት ብዝዘከርና ቁፅሪ ናይ ፅባሕ ሰባት ነፍሪ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ፣ "እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም”…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል ትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም፤ “በዓል ትንሳኤ ኣርባዕተ ነገራት ዝተሰዓሩሉ ዕለት ኢዩ፤…