Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ወፍሪ መናእሰይ ተጀሚሩ። ቢሮ…

ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ። ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዐልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር። ቀዳማዊ ፓትርያርክ…

ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ስ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ተምሃሮ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ካብ ሽዱሽተ ኮሌጃት ዝተውፃእፅ 917 ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና እናወሰዱ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ውልቀ ኮሌጃት…

ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ…

ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝግበር ሓገዝ ንኽቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ኣብ ምክልኻል ሕማም ወቕዒ ሳንባ ዝሐሸ ለውጢ ንዘመዝገባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ሓገዝ ንኽቕፅል ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ሕማም ወቕዒ ሳምባ ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ ዞባዊ ኣኼባ ኣፍሪካ ኣብ ታንዛኒያ ኣሩሻ ተኻይዱ። ብሚኒስትር…

ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስላጥ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እዚ ዓመትን ቀፃሊ ትልሚ 2016 ዓ.3ም ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…

ተቓለስቲ ሓይሊታት ሱዳን ንምድርዳር መራሕቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕድሕዳዊ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ተቓለስቲ ሓይሊታት ንምድርዳር ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ መራሕቲ ልዝብ ክግበር ኢዩ። ኣብቲ ልዝብ ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራትን መራሕቲ ዝተፈላለያ ዓለም ለኸ ትካላትን ትማሊ ኣማስዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።…

ካብ ንእሽተይ ናብ ማእኸላይ ዝተሰጋገሩ ፈጠርቲ ስራሕ ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ንእሽተይ ናብ ማእኸላይ ዝተሰጋገሩ ፈጠርቲ ስራሕን 60 ሰብ ሞያ ጣቢያታት መውሀቢ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡዎም። ኣፍልጦ ዝተውሃቦም ኢንተፕራይዛት ኣብ ትሕቲኦም ልዕሊ 5 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝፈተሩ ከምዝኾኑ…

በጀት 2016 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ እቲ ከተማ ምምሕዳር በጀት 2016 ዓ.ም እታ ከተማ 140 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ – ሱዳናውያን ስደተኛታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዶብ ከፊቱ ዝገበረልና ፅቡቕ ኣቀባብላ ካብ ፀገምን ሞትን ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ካብ ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ተሰዲዶም ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ዝተዓቖቡ ሱዳናውያን ስደተኛታት ገሊፆም። እቶም ስደተኛታት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…