Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
እዚ ምብራቕ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ሓዱሽ ታይዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሃፍቲ ንብረቶም ዝዓነዎም ተጎዳእቲ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ከተማ…
መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ክምለስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ።
ኣካያዲ ስራሕ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ብሩክ ኤባ፥ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ተርባይን ብዘጋጠሞ ፀገም ካብ ወርሒ ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓደ ዓመትን…
ኣብ ክልል ሲዳማ ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ገምጋም ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓን ስርቂን ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ 10 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…
ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣመልኪቱ ምስ ለኣኽቲን መዳርግቲ…
ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋዒ ኣየር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ፣ ትራኮማን ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን…
ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት መበሰሪ መድረኽ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት ዕላዊ መግበሪ መድረኽ ኣካይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ “ሱር ኮንስትራሽን ኣብዚ እዋን ዝሓስቦም ዘሎ ፅቡቓት ስራሕቲ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኤፍ ኤች ኢ ሲ ኩባንያ ቻይና ብምትሕብባር ዘህንፆ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕለዊ ተገይሩ።
እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ ነቲ ፕሮጀክት ዝኸውን መሬት ብእዋናዊ ዋጋ ሊዝ ኣስሊሑ ከምዘቕረበ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ…
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ጎንፂን መዕለቢ ክወሃቦ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ምብዛሕ ጎንፂን ሃገራት እቲ ዞባ ብሓባር መዕለቢ ክህባሉ ከምዝግባእ ኣብ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዳይሬክተር ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ገሊፆም።…
ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ 17 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ካብ ሳተላይት ዝተወሰዱ ሓበሬታታት መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተሳለጠ ስራሕ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሽፋን ደኒ 17 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ደኒ ኢትዮጵያ ብኣርባዕተ ባዮም ማለት እውን…