Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ።
እቲ ሚኒስቴር ካብ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮሪያ ብዝተረኸበ 30 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ኢዩ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ክኸውን ተባሂሉ።
ነዚ ፕሮጀክት…
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝምዝገቡሉ ሊንክ ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ካምቤራ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ውስትራሊያ፣ ኒውዚላንድን ኣብ ቀጠና ሃገራትን ንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝምዝገቡሉ ኣማራፂ መፈጠሪ መርበብ ሓበሬታ (ሊንክ) ኣፋሊጡ፡፡
እቲ ኤምባሲ ቅድም ክብል…
ኢትዮ-ቴሌኮም ንማእኸል መሕገዚ ህፃናት ሕሙማት ልቢ ዝውዕል ዲጂታል ኣማራፂ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ኣሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ንማእኸል መሕገዚ ህፃናት ሕሙማት ልቢ ኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ቀሊልን ቅልጡፍን ንምግባር ዘኽእል ዲጂታል ኣማራፂ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮሙኑኬሽን ኢትዮ- ቴሌኮም ወ/ሮ ኣዜብ መለሰ እቲ ዲጂታል…
ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ኣሽከርከርቲ ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳፋሪ ኣተኣጓጒሎም ዝተባህሉ 823 ናይ ህዝቢ ግልጋሎት ትራንስፖርት ወሃብቲ ኣሽከርከርቲ ልዕሊ 596 ሺሕ ብር ተቐፂዖም።
መቕፃዕቲ ገንዘብ ካብ ዝተመሓላለፈሎም ብተወሳኺ ብምኽሪ ዝተሓለፉ ከምለዉ እውን ምክትል ሓላፊ ቢሮ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 30 መቋረፂ እግረኛ ተሰገርቲ ድልድላትን መመሓላለፊታትን ክህነፁ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀሊል ባርን ቀለበት መገዲታትን 30 መቋረፂ እግረኛ ተሰገርቲ ድልድላትን መመሓላለፊታትን ከምዝህነፁ በዓል መዚ መገዲታት እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኢያሱ ሶሎሞን÷ “እቲ በዓል መዚ…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ሰፊሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም
እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም…
ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ንኢትዮጵያ ካብ ብሪክስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ተጠቃሚት ዝገብር ኢዩ – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ንኢትዮጵያ ካብ ብሪክስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጠና ንግዲ ኣፍሪካ ተጠቃሚት ዝገብር ከምዝኾነ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም።
ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ÷ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ክልኦት…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብቲ ክልል ዘላዋ ዩንቨርስታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ዕላዊ ምግባሩ…
ኩባንያታት ግዝኣት ሁቤይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዕድል ስራሕ ኣብ ምርፍጣር ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – ኣምባሳደር ተፈራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ግዝኣት ሁቤይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዕድል ስራሕ ኣብ ምርፍጣር ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብታ ግዝኣት “ጎ ግሎባል” ብዝብል ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ…