Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም።
ጉባኤ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈጉባኤን ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፥ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር…
ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም።
ኣይተ እንዳሻው ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘይምዃኖም ኢዩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር በምዃን ንክመርሑ ዝተመረፁ።
ስለዝኾነ ካብ ነበር ርእሰ ምምሕዳር…
ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ይርከብ – መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ከምዝርከብ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዘረጋገፀ ኣፍሊጡ።
መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ…
ሕገ-መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንዝተወደበ ክልል ዝተሰናደአ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ።
ነባር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ብሓዱሽ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀውዐ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ህፁፅ ጉባኤ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም።
ካብቶም መራሕቲ ብተወሳኺ ጉጅለ ልኡኻቶም ኣብቲ እዋን ዘተ ተረኺቦም።
እቶም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት…
ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
ካብ መወዳእታ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ መድረኽ ዝሰኣኑ ድምፃውያንን መድረኽ ንኽረኽቡ ዘኽእል ፋና ላምሮት በቢእኑ ሓደሽቲ ነገራት እናርአየ ይርከብ።
ፋና ላምሮት ኣብ ውሽጢ ሓደ…
ኣፍሪካ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እትገብሮ ስራሕ ሃገራት ክድግፋ ይግባእ-ሱልጣን ቢን ኣሕመድ ኣል ጃቢር
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እትገብሮ ስራሕ ዝማዕበላ ሃገራት ብፋይናንስ ክድግፋ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኮፕ-28ን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን ዝማዕበለ ቴክኖሎጂን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ሱልጣን ቢን ኣሕመድ ኣል ጃቢር ገሊፆም።
ኣብ መበል 19 ስሩዕ…
ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣባላት እቲ ጉባኤ ምስረታ ፀዲቑ።
ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንፅ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ ኮሚሽን ኣፅዳቒ ሕገ መንግስቲ እቲ ክልል ዝቐረበ ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ብ10 ተቓውሞ፣ ክልተ ድምፀ ተኣቅቦ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ምብራህ ሽግ ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ፖሊስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዘላቕነት ሰላም እታ ከተማ ንምርግጋፅ ምስ ካልኦት…
ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን።
እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…