Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምቲ ኣዋርሕ 108 ሺሕ ዩኒት ደም ንምእካብ ከምዝተሃቀነ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ሃብታወሙ ታዬ ገሊፆም፡፡
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክረምታዊ ወለንታ ልገሳ ደም ኣብ ከተማ ኣዳማ ምክያዱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና…
ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ቀበሌ ሳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣረርቲ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግልባጣ ዘጋጠመ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ትራፊክ ዘተሓባብሩ 5 ሺሕ ወለንታውያን ሎሚ መዓልቲ ወፍሪ ስራሕ ወሲዶም።
እቲ ወፍሪ ኮሚሽ መተሓባበሪ ተሳትፎ ሕብረተሰብን ወለንታን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኢዩ ሂቡዎም፡፡
ወለንታውያን…
ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉዕዞ ባቡር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ትካል በይነ መንግስታትልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኤምባሲ ኢትዮጵያን ኣብ ዘሰናድኡዎ ጉዕዞ 100 ዝኾኑ ልኡኻት ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክጓዓዙ…
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ገለልተኛ ጉጅለ ገምጋም ፕሮግራማት ባንኪ ዓለም ዘቲየን።
እቲ ጉጅለ ካብ 2012 ክሳብ 2022 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ተሳትፎ ዝገምገመ እንትኸውን፥ መስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ከምዝራኸብ ትፅቢት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝገብሮ ትካላዊ ሪፎርምን ምውፃእ ሕጊን ብመፅናዕቲን ምርምርን ዝተደገፈ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይሮ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን 2015 ዓ.ም ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መርሃ ገብሪ ኣብ ዝተመዝገቡ ዓውታትን ፍፃመታት ለውጢን ዝጠመቱ ኢዮም ተባሂሉ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተይተዓገተት ተዓጊተ ብምባል ንፍቕረኛኣ 500 ሺሕ ብር ዝሓተተት ውልቀ ሰብ ኣብ መንበሪ ገዝኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እታ ተጠርጣሪት ውልቀ ሰብ ናይ ምትላል ገበን ዝፈፀመት÷ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚኩራ ወረዳ 9…
ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምተጠናኽር ኣምባሳደር ዣኦ ዢዩአን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ኣረጋጊፆም።
መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት…
ብኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽናት ስፖርት ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ።
ካብ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፌደሬሽን ሓመሳ ኢትዮጵያን ካብ ፌዴሬሽን ዳርት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅ ፈፀምቲ…