Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት፣…

ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ንብዝሃነት ምንባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓድነት እናተኸበረ ይርከብ። ዋና ቤት…

ምንቅስቓስ ፃውዒት ካብ ወፃኢ ዓዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝግበር ጉዕዞ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ፃውዒት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ተውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝግበርዎ ጉዕዞ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ፃውዒት ምቕራቦም ይዝከር።…

ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሊዝ መሬት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ጉዳይ ንምፍፃም 1 ሚሊየንን 400 ሺሕን ብር ጉቦ ዝተቐበሉ ክልተ ሰራሕተኛታትን ተሓባባሪኦምን፥…

ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲ ኣብ ቱሪዝም ወሓዚ ሩባ ወንጪ ደንዲ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ዑደት፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን…

ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣብተን ኣብያተ ፍርዲ ዘለው ፀገማት ብምንፃር መፍትሒ ንምቕማጥ ዓሊሙ ኣብ ከተማታት መቐለ፣ ውቕሮ፣ ሽረን ኣኽሱም ን1 ሺሕን 720 ሲቪል…

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ እትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታማ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ምዃኑ ሰርቫይቭ ዘ ኒውስ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ቢሂ ኣብዲን ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባርን ሽርክናን ምኽታሞም ይዝከር።…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገርን ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ  ንምስታፍ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ሃገር ለኸ መድረኽ መውፃእቲ ሕጊ ፅባሕ ኣብ ከተማ…

ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምፍራሙ ኣመልኪቱ ስነ-ስርዓት መግለፂ ሓጎስ…

ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ውፅኢታዊ ምህባር ዘኽእል ዝተባህለሉ ''ሃገር ለኸ ጥምረት ፎረም ሰላም” ተጣይሹ። እቲ ጥምረት ንምምስራት ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ድማ ካብ ዝተፈላለያ…