Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴሬሽናት ስፖርት ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። ካብ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፌደሬሽን ሓመሳ ኢትዮጵያን ካብ ፌዴሬሽን ዳርት ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅ ፈፀምቲ…

መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ክፀንዕ ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ትግራይ እቲ ዝተጀመረ ሰላም ናብ ኩሉ ክባፃሕን ክዓሙቕን ኣብ ምግባር ዘይትካእ ግደ ኣለዎ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ግደ መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዙርያ መለሽ ህንፀትን ምውሓስ ሰላምን…

ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ኣድሂቦም ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብ ወድዓዊ ኩነታት ህዝቢ ብፍላይ ድማ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ዝርከቡ ወገናት ናብ መረበቶም ዝምለሱሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ትካላት ሃይማኖትን ኣካላት ፀጥታን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብቲ ክልል ከም  …

ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ዓ.ም ካብ ውሽጢን ደገን ብዙሓት ፈተናታት የጋጥሙዋ እምበር ኣብ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊባ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ዓመታዊ ናይ…

ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይ ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክረምታዊ ምንቅስቓስ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይ እዚ ዓመት ፅባሕ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ሃዋሳ ከምዝጅመር ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ኦባንግ ኩመዳን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷…

ኣብ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዘሎ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ምስ ናይ ክልል መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ቢሮታት ክልላት ኦሮሚያ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ…

ግዕዝይና ብሓቂ እምበር ብኣምሰሉ ክንዋገኦ ኣይንኽእልን – ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብሓቂ እምበር ብኣምሰሉ ክንዋገኦ ኣይንኽእልን ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ፌዴራል ክትትልን ጎንፂ ረብሓን ስነ-ምግባር ንምክልኻልን ንምውጋድን ብኮሚሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኤክስፖ ቻይና-ኣፍሪካ ንግዲን ኢኮኖሚን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)ኣብ 3ይ ኤክስፖ ቻይና-ኣፍሪካ ንግዲን ኢኮኖሚን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ኣብ ቻይና ሁናን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ÷ ተወከልቲ 53 ኣሃገራት ኣፍሪካን ኣመራርሓታት ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታትን ተረኺቦም፡፡…

ዕላዊ ርኽክብ ሰርተፊኬት መረጋገፂ ትሕዝቶ ሓረስቶት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሺሕን 451 ንዝኾኑ ሓረስቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ርኽክብ ሰርተፊኬት መረጋገፂ ትሕዝቶ ሓረስቶት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ርኽክብ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ክሲ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ብምልዓል ዝኾነ ይኹን ክልከላ ፋይናንስ ከምዘይግበራ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ክሲ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ብምልዓል እታ ሃገረ ድሕሪ ሕዚ ዝኾነ ይኹን ክልከላ ቀረብን ሓገዝን ፋይናንስ ከምዘይግበረላ ኣፍሊጣ። ሰነድ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፍልፍል ብምግባር መፅሄት…