Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ካብ ሶማሊላንድ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ኣመልኪቱ ዓለም ለኸ ሚዲያታት እንታይ በላ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትማሊ በሪ ባሕሪ ትረኽበሉ ስምምዕነት ምስ ሶማሊላንድ ምፍርራማ ስዒቡ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነትን ሕቶ በሪ ባሕሪን ዝምልከቱ ሓበሬታታት ኣጋዊሐን ኢየን፡፡
ብተመሳሳሊ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ እውን እቲ ስምምዕነት ዝምልከቱ…
ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት እቶት ውሽጢ ሃገር ንምድንፋዕ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ኣቦታት ሃይማኖት መድረኽ ምኽክር የካይድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ኣብ ዝገበረኦ መደረ፤…
ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ…
ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ጥሪ ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ካብ 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ ተባሂሉ።
ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ፀጋታት ልምዓት ከባቢታት ቆላ ንምጥቃምን ናብራ ሰበኽ ሳግም ንምምሕያሽ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካናዳ ቶሮንቶ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ክውስኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ቶሮንቶ ከምኡ እውን ካብ ቶሮንቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ቁፅሪ በረራኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ 2024…
ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ንምርካብን ንምልማዕን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሶማሌ ላንድ ከቲማ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊ ላንድ ሙሴ ባሂን ንኹሉ ዝሓቁፍ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዐነት ከቲሞም።
ብምሰረት እዚ ንብዙሕ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተገበረ ኦፕሬሽን ልዕሊ 5 ሺሕን 536 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 6 ክሳብ 11 ታሕሳስ 2016…
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ጥምረት ምትሕብባር ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ጥምረት ምትሕብባር ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ቅድመ ኩነት ዝጠመተ ፈላማይ ምኽክር ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋይ (ፕ/ር)÷ እቲ ክልል ኣብ ፅባሕ ኲናት ዝርከብ ምዃኑ ብምግላፅ…
2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2023 ዓ.ም.ፈ ሕውነት ቻይናን ኢትዮጵያን ዝተጠናኸረሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ኣብቲ ዓመት ርክብ ከልቲአን ሃገራት ብብዙሕ ዓውዲታት ሰትራቴጂካዊ ርክብ ዝተርኣየሉ ታሪኻዊ እዋን ነይሩ ተባሂሉ።
ብዲፕሎማሲያዊ ርክበን ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ ሽግግር…
ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ፀረ ኮንትሮባንድ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ምልዕዓል÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረኸቡ…