Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣንን ሰብ ሃፍቲ ቻይናን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን  ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ተወካሊ ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ እስኮት ሆክላደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ እቲ ክልልን ዓልም ተራድኦ ትካል…

ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ቻርለስ ካራንባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራንባ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻርለስ÷ ቅዳሕ ደብዳቤ ሹመት ሎሚ ንዋና ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መላኩ በዳዳ ኣቕሪቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባ እተን ሃገራት፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራ ዘሎ…

ኣርቲስት ኣብነት ዳግም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ኣብነት ዳግም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ንነዊሕ እዋን ኣብ ሕማም ዝፀንሐ ኣርቲስት ኣብነት÷ ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ፡፡ ኣርቲስት ኣብነት ኣብ ብዙሓት ቴኣትራት፣ ፊልምታትን ድራማታትን ተዋሳኣይ ኮይኑ ብምስታፍ ኣፍልጦ…

መናእሰይ ሽም ሰራዊት ምክልኻል ብሕሶት ንምፅላም ዝግበር ፈተነ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ምዃኑ ክግንዘቡ ይግባእ – ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽም ሰራዊት ምክልኻል ብሕሶት ንምፅላም ዝግበር ፈተነ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ምዃኑ ብምግንዛብ መናእሰይ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ኣመራርሓታት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፀዊዖም። ምክትላት ፕሬዚዳንት ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፈዲላ…

ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ክራማት ክሳብ ሕዚ 13 ነጥቢ 1 ሚሊየን ሄክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ ክሻብ 2 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሲዳማን…

ራሚዝ ኣላክባሮቭን ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንራሚዝ ኣላክባሮቭን (ዶ/ር) ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞም። ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)÷ ኣብ ኣመራርሓ ኣፈፃሚ፣…

ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብስርዓት ሓበሬታ ዕዳጋ ስራሕ ኣቢሉ ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር፣ ዲናት ኮሌጃት ቴክኒክን ሞያን ከምኡ እውን…

ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ ይሳተፋ ኣለዋ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኩለን ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፋ ምዃነን ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ከተማታትና ካብ ገፀር…