Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮይሻ መኣዲ ንሃገር ዝለምዐ ሎጅ “ዝሆን ዳና” ጨበራ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጋምቤላ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ኣሽኔ ኣስቲን --- ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣማኻሪ ኣወዳድባ ርክብ ህዝቢ
ኣይተ ጀምስ ዴንግ --- ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ…
ኣብ ትግራይ ብ15 ሚሊየን ብር ዝተፀገና ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እምባስነይቲ ከተማ ነበለት ግዱሳት ፈተውቲ ዓዲ ብር 15 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዘፀገንወን ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ግልጋሎት በቒዐን።
እተን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ሙሉእ ብሙሉእ ዕንወት ዝበፅሐን ሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ…
ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪነ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፋት፣ ውፅኢታዊን ጊዘ ቆጣቢን ንክኾኑ ዘኽእል ዘተ ክግበር ኢዩ።
ወይዘሮ መሰረት ማቲዮስ ምክትል…
ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሱቿን ዑደት ይገብር ኣሎ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ፅንሰ ሓሳብ ዝተዋደደ ልምዓት ከተማታት ቻይና ተግባራዊ ብምግባር ገፀር ምስ ከተማ ኣብ ምትእስሳር ብዝትዋደደ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ኣኽኢሉ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊን ዳግመ ውዳበ ኣመራርሓን እቲ ክልል ናብ ጭቡጥ ምንቅስቓስ ልምዓት ንኽእቶ ከምዘኽአለ ተገሊፁ።
እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ፡፡…
ፖሊስ ብዘካየዶ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብዘካየዱዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝተዋደደ ልዕሊ ሓደ ሺሕ ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ ብዙሓት ኤግዚቢታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዐሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 62 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ ኣካይዶም።
በዚ ድማ “ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ…
ፓርቲ ብልፅግና ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ኣባላት ስልጠና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሕኡ ‘ከዕዳ ወደ ምንዳ’ ብዝብል ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናሃቦ ዝፀንሐ ስልጠና ብብርኪ ኣባላት ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ስልጠና÷ ዓቕሚ መንግስታዊ መሪሕነት ንምዕባይ ዕዙዝ ግደ…
”ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)''ኣፍደገ ባሕር ኣፍደገ ልምዓት" ብዝብል ርእሲ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ ዩንቨርስቲ ኣርባ ምንጭ ዘሰናደኦ ኢዩ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዳምጠው ዳርዛ (ዶ/ር)፥ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ከመይ ምላሽ ይርከብ ኣብ ዝብል ርእሰ…