Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት የካይዱ ኣለዉ።
ኣብ ከተማ ሰመራ ነቶም ስራሕቲ እናተዘዋወሩ ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ግዜኢ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ድሙቕ…
35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።
ወፃኢኡ ብመንግስቲ ከምዝተሸፈነ እውን ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ጉጅለ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን…
ፅዕንቶ ናብራ ዘቃልሉ ፕሮጀክታት ብፍሉይ ጠመተ ምስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበናት ናይ ነበርቲ ሕቶ ዝኾኑ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ፅዕንቶ ናብራን ዘቃልል ፕሮጀክታት ፍሉይ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን፡፡
እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ “ማሕለኻታት ዘየሰኮንዎ ለውጢ”…
ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ፣ ወረዳ ሕንጣሎ፣ ጣብያ ዋዛ ስራሕቲ ምዕቃብ ጠሊ ተጀሚሩ።
እቲ ወፍሪ ጠሊ ምዕቃብ ካብ 01 ክሳብ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።
ጎኒ ንጎኒ እቲ ወፍሪ፥ ኣብ ኣድላይነትን ረብሓን ስራሕቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲትን ዘቲዮም።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት፣ ንግዲን ዘርገሐ መሰረተ ልምዓትን ምልዛቦም ተገሊፁ።…
ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት መግለፂ ተዋሂቡ።
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፣ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሶማሌን ሃረሪን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ንዘበናት ካብ ውሽጥን ደገን ንዘጋጠምዋ…
ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም።
ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ…
ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ኢዩ – ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ÷ “ሰላም ንኣፍሪካና፣ ሰላም…
ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ
ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ተግባር ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተወገኑ ምዃኖም እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ፀገም ፀጥታ ብስሩዕ ስርዓት ምኽባር ሕጊ ንምቁፅፃር…