Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ብቐንዱ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኲናት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ሰላም፣ ዕርቂን ማሕበራዊ ምትእስሳርን…

ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ የድሊ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ ከምዘድሊ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገፆም። ዓብዪ ጉዳይ እዚ ቅለ ኣብ ዝኾነ ‘ዓብዪ ተረኽ’ ጠሚቶም ምስ ፋና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቅድሚ 3 ዓመት ክጣየሽ ኣንፈት ብዘቐመጡዎ መሰረት ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ ሎሚ ረፋድ መሪቖም። እቲ ማእኸል ብተፈጥሮን ብሓደጋን ምኽንያት ጉዱኣት ኣካል ንዝኾኑ ክፋላት…

139 ፍልሰተታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 139 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ተመለስቲ ኣብዚ ሰሙን ብክልተዙር ብዝተገበረ ምትሕብባር ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ከምዝኾኑ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባርን…

ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ክድገም ከምዘይብሉ ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣሳሊጦም። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋን (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ ንቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቀባብላ ገይረሙሎም። መንግስቲ ቼክ ሪፐብሊክ…

 “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና”-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብወገናቱ ዝተኽሓደሉ ዕለት ኩሉ ግዘ ንከይድገም ክንዝክሮ ኢና” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። “ንከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰሜን እዝ ዝተጠቕዓሉ ሳልሳይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ዘቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከመዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላን ካልኦት ኣጋይሽን…