Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ይግባእ-  ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኢንስቲትዩት ትራስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ባንኪን ብሓባር ዘዳለውዎ…

ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን። ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ካብ 12 ሰዓት ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዘለዋ 12 ጊዚያዊ ማእኸላት…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ዘትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ…

ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን- ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ሓበራዊ መድረኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥…

ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት ካብ ንጎሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ ነበርቲ ብምስላፍ ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። ኣብ 12 ጊዚያዊ ማእኸላት ምትሕብባር ምርጫ 1 ሺሕን 812 ጣቢያታት ምርጫ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፀሓፉ ጉዳያት ዲያስፖራን ኬንያ ኣልፍሬድ ሙቱዋ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሓበራዊ ዞባዊ ጉዳያት ዝጠመተ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ…

ፕሬዚዳንት ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም። እቲ ዑደት ብቐንዱ ብራዚል ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንግዲን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኦ ግሎቦ ዝተብሃለ ጋዜጣ ብራዚል ከምዝፀብፀቦ፥ እቶም…

ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፈልስታት ጥሙር ደኒ ሕርሻ 60 ሚኢታዊ…

መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ሱሉልታ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ሱሉልታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ብመሰረት ዝሃቦ ኣንፈትን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣለሙ…