Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንዘድልዮም ዜጋታት 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሓገዝ ፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ትካል ወረታ ኢንተርናሽናልን ኢዮም ገይሮምዎ።
ፋውንዴሽን ቢ ኬ ጂ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን…
ጀጋኑ ሰላም ብምዃን ንህዝብና ክንክሕስ ኢና-ሰልጠንቲ ተሃድሶ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኮማንድ ፖስት ሸዋ ን10 መዓልታት ሳልሳይ ዙር ሰልጠና እንትከታተሉ ዝነበሩ 161 ስልጠና ዛዚሞም።
እቶም ሰልጠንቲ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ፣ ህውከትን ናዕብን ተሳቲፎም ብምባል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕጊ ዝፀንሑ…
ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ንሓደጋታት ምላሽ ኣብ ምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ብዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ህንፀት ዓቕሚ ምክልኻል ስግኣት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ኣካቢ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ።
እቲ ባይቶ ኣብ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣቐዲሙ ቃል ጉባኤ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምፅዳቕ…
ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዎርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍትኔት ከምዝጅምር ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ፕሮጀክት ካብ ዩኤስ ኣይዲ ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ከምዝጅመር ተገሊፁ።
ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ትግራይ ብዝጅመር…
ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን ኣፍልጦ ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታን “የዎላይታ ሕዝቦች ነጻነት ንቅናቄን” ኣፍልጦ ሂቡ።
እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን፥ ንፓርቲ ፓርቲ ትንሳኤ ሰብዓ እንደርታ መረጋገፂ ወረቐት ምስክር ፓርትነት ፖለቲካ ክልል…
መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣረግቶት መኻይን ክእገዳ ኢየን ብዝብል ዝውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምድብ ኣየር ሰብ ኣልቦ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መሪቖም ከፊቶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ደሕሪ ሰዓት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዘሰልጠኖም…
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓ.ም 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ብምልማዕ 117 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ንምእካብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ሉእላውነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዓውዲ ገብርና መስ ዝድግፉ…