Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ኣዲስ ኣበባ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ መስ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምዝማድ ናብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ ምርመራ…
ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
“ሎሚ ንፅባሕ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ምዕራፍ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…
ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምፍሻሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ።
ኣልሸባብ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ስግኣት ናይ ምፍጣር ፈተናታት እንተገበረ እውን ብጀግኑ ኢትዮጵያ ሸርሑ…
ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ መጥቃዕቲ ፈሺሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ፈሺሉ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ብምውፋር ኣብቲ ከባቢ ጉድኣት ንምብፃሕ ዝገበሮ ፈተነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዕዉት መገዲ ከምዘፍሸሎ…
ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ።
ኣብቲ ተግባር፥ ውፅኢት ምዘና ትምህርቲ ምስ ዝሸጡ ትካላት ቴክኒክን ሙያን ስልጠና ክሳብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለዉ ሰራሕተኛታት ተሳተፍቲ ምዃኖም…
መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።
እቲ ትካል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲን ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳተፉ ኢዮም።
መበል 13 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ማይክ ሃመርን ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ምስ ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስ ዝመደቦም ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም።
እቲ ጉጅለ ከይዲ ሰላም ናይ…
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ብሓገዝ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ንኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ምብርካቱ ቢሮ ትምህርቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…
ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብደለልቲን ኣካላት መንግስቲን ሓዊሱ ይፍፀም ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብደለልቲ፣ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲን ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ይፍፀም ከምዘሎ ፋና ብሮድካሰቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሮ ምርመራ ኣረጋጊፁ።
ጣቢያና ኣብ ዝገበሮ ምርመራ፥ ስኑዓት ሰነዳትን ካብ ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሃገራት ወፃኢ…