Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልል ኣምሓራ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ንክህቡ ፃውዒት ሰላም ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ፥ ዕጡቓት ሓይሊታት ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት ብሰለማዎ መገዲ ኢዶም ንመንግስቲ ብምሃብ ሰለማዊ ህይወት ንክመርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል መንገሻ ፋንታው (ዶ/ር)፥ እቶም ዕጡቓት…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ውግእ ዝሰርሖም ስራሕቲ ግቡኡ ብብቕዓት ንምውፃእ ዘኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ።
ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ ሪፎርም እቲ ሓይሊ ኣየር ሃገር እትኾርዓሉ ልዑል ትካል መግባር ምዝተኽኣለ ተሓቢሩ።…
ኣይተ ታዬ ደንደአ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደአ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣይተ ታየ ቅድሚ ለውጢ…
ኣብ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ግድብ ገረብ ግባ ዝጠመተ ዘተ ይሳላጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ብፍሉይ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዙ ቢንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ…
7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዘተ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣውሮፓ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዘተ ከምዝግበር ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቨርቿል ዘተ ምግባር…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንዱኬስት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ይዝትዩ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ጣሊያን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲን ስልጠናን ጣሊያን ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ሚኒስትር ትምህርቲን ስልጠናን ጣሊያን ጁሴፔ ቫልዳይታራ…
ውድብ ጥዕና ዓለም ንትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኣገልጋሎት ጥዕና ክልል ትግራይ ዝውዕል ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ከም ዝሃበ ተገሊፁ።
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብልዕሊ 5 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ 105 ዓራት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ዘቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዝጀመረቶ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ከባቢ ኣየር ዕላዊ…
ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢኖሼሽን ኣቪዬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ።
እቲ ኤክስፖ፥ "ምህዞ፣ ንምርምር ኣቪዬሽን" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኢዩ ተኸፊቱ ተባሂሉ።
ውፅኢታት፣ ፍሪያትን ኣገልግሎትን ምህዞ ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…