Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ኣዳነች ገለፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋሽንግተንን ከባቢኡን ምስ ዝነብሩ ኣባላት ዲያስፖራ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገለፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝገበርኡ ዑደት ዛዚመን።
ኣብ ዋሽንግተንን…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሰልፊ አመስጊኖም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሰራዊት ዝተገበረ ልዑል ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ዝተረፉ ካልኦት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ሩርኪ ዳግም ንዝተመረፁ ሬሲፕ ኤርዶሃን መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዳግም ብምምራፆም እንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም።
ርክብ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ዋሺንግተን ዲሲ ሙሪዬል ቦውዘር ዘቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ምጥንኻር ረክብ ከልቲአብ ከተማታት ዝጠመተ ኢዩ።
ስምምዕነት ኣሓት ኣዲስ ኣበባን ዋሺንግተን ዲሲን ናብ ተግባር ንክልወጥ ንምኽኣል…
511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፀፅታ ብሓባር ብምዃን ብመሰረት ዝገበርዎ ክትትል 511 ማህተማት ብምጥቃም ስኑዕ ሰነዳት ዘዳልዉ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ኣትዮም።
ኣይተ ኣሻግሬ በለጠ ኣለሙን ካልኦት ኣካላትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ 511…
ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶም ንዝሰኣኑን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን 5 ሚሊየን ዜጋታት ንምድጋፍ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
“ወለንታዊነት ንህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትግበር ፕሮጀከት ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ደገፍ ውሕመ ኣብ እዋን ፈተና ንዝሃብኡ ኣመራርሓ አመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ደገፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ካትሪን ሱዚ (ዶ/ር) ኣብ እዋን ፈተና ንዝሃብኡ ኣመራርሓን ሰብኣዊ ደገፈን አመስጊነ።
እተን ፕሬዚዳንት እዋን ኣገልግሎተን ንዝዛዘማ ካትሪን ሱዚ (ዶ/ር) ሎሚ…
ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ሓለፍቲ ኩለን ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ተረኺቦም።
ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ መሓዉር ዝተተለሙ መደባት ኣፈፃፅመኦም ብዝምልከት ዘለዎ ብርኪ ከምዝግምገም…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ኣብ ተርኪ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ተገልገልቲን ሓረይቲን በዝሃብዎ…
መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ብዲጂታል ግብርና ፍሪያት ሓረስቶት ንምስሳን ይስራሕ ብዘሎ ተግባራት ጭቡጥ ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊፆም።
ተበፃሕነት ሓበሬታ፣ ቀረብ…