Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ወሲዳ ኢያ – መሐመድ ኣብዱላሂ ሙሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተወገነ ተግባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እኹል ትምህርቲ ከምዝወሰደት ሚኒስትር ሓለዋ ከባቢን ዘላቒ ልምዓትን እታ ሃገር መሓመድ ኣብዱላሂ ሙሳ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ…
ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ክኸውን ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ካብ ሞንጎ ትፍለጠሎም ጉዳያት ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ከምዝኸውን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር÷ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ንብረት ኣየር ኮፕ28 ሒዛ ዝቐረበቶ ዓውደ ምርኢት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክታት ልምዓት ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡን ኣብ ማእኸል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ዓበይቲ ፕሮጀክታን ዑደት ገይሮም፡፡
ፋብሪካ እንጀራ ለሚ፣ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን…
ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ብናይባዕላ ዓቕሚ እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ንሃገራት እቲ ዞባ ኣብነት ዝኸውን ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 17 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ።
እቲ ስልጠና ኣብ ትካላዊ ሪፎርም፣ ስነ ምግባርን ኣመራርሓ ለውጢን ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ…
መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር "ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ፌስቲቫል ንኹሎም ብሄር ብሄረሰባት…
ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላት ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላትን መንግስታትን ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ኣብ ዱባይ ምስ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኮፕ28 ጎኒ ንጎኒ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዘተ ኣካይደን።
ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕብራት መንግስታት ሓዊሱ…
ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ጉባኤ ሰፊሕ ለውጢ…
ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ።
ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን፣ በቢእዋኑ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ድልየት ጠቀምቱ መበገሲ ብምግባር 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ንክህብ ወሲኑ።…
ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ኣብ ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።
ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሪታኒያ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ።
ድሕሪ እቲ ዑደት መስ…