Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲሳላት ሃቲም ዶዊደር ዘቲዮም።
እተን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ፥ ኢቲሳላት ኣብ ዓውዲ…
240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)240 ሺሕ ንዝኾኑ ተመረቕቲ ዩንቨርስታት መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕሮፌሰር)፥ ኣብ 2015 ዓ.ም ብ2ቀዳማይ ዲግሪ ንዝምረቑ ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና ንምሃብ ብሉ -ፕሪንት ተሰናዲኡ…
ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ሃገራት ሊግ ዓረብ ዝገብርኡ ኢድ ኣእታውነት ተቐባልነት ኣይብሉን – ጋዜጠኛን ተንታኒን ኩንጉ ኣል ማሃዲ ኣዳም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ሃገራት ሊግ ዓረብ ዝገብርኡ ኢድ ኣእታውነት ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል ጋዜጠኛን ተንታኒን ኩንጉ ኣል ማሃዲ ኣዳም ገሊፁ።
ጋዜጠኛ ኣል ማሃዲ፥ ሃገራት ሊግ ዓረብ ኣቐበልቲ ቃል ግብፂ ብምዃን ምቕፃለት ኣግባብነት…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላትን መሪሕነትን ማተሰኣ ዘተ አሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላትን መሪሕነትን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ዘተ አሳሊጦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ምስ ኣባላት፣ ዕዱማት ኣጋይሽን መሪሕነትን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣማሪካ ዘሳለጥዎ…
ጀርመን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ምትሕብባርን ልምዓትን ኢኮኖሚ ጀርመን ኣብ ኣፍሪካ ቢርጊት ፒከል ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቦርድ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
መበል ካልኣይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ማሕበራዊ ሓለዋ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ማሕበራዊ ሓለዋ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተረኸቡ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ሽመልስ ኣብዲሳን ኣብ ኢንስቲትዩት ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ኣብ ኢንስቲትዩት ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝግበር ዝነበረ ስልጠና…
ሎሚ ዘበን ንዝግበር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንዝግበር መበል ሓምሻይ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሎሚ ዘበን…
ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ክጋደድ ብምግባር ንረብሐኦም ደው ዝበሉ ኣካላት ከምዝነበሩ ኣክቲቪስት ናትናኤል ኣስመላሽ ተዛሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ን3 ዓማውቲ ሰላም ፀሚእዎም ሰላም እናደለየ ፀኒሑ እዩ ዝበሉ ኣክቲቪስት ናትናኤል ኣስመላሽ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ብዝተኸተመ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ፤ እቲ ህዝቢ መሊሱ ናብቲ ንብሩ ንክምለስ ዕድል ፈጢሩ እዩ ኢሉ ፡፡…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ካናዳ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ካናዳ ሃርጂት ሲንግ ሳጃን ዘቲዮም።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ፅኑዕን ዝፀንሐን ርክብ ንምብራኽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር…