Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን።
እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብቲ ዓዲ ከምዝኸዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም።
ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…
ሓይሊ ባሕሪ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ንምክልኻል ተዋፊሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ሓያል ማይ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ቀዲሙ ንምክልኻል ናብቲ ከባቢ ተዋፊሩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)፥ ነቲ ሓይሊ…
96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 96 ዜጋታት ካብ ታንዛኒያ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ዜጋታ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ብምትሕብባር ከምዝገበሩ ተገሊፁ፡፡…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኹሉ ዘካትት ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንኽህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መበል 20 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን መደረ ኣስሚዖም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዘቕረቡዎ ቁልፊ መደረ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝሳለጥ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ንክትሳተፍ እንግዶት ተገይሩላ።
ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውዛ ፍራጎሶ ዘቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም…
ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ።
እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ተከትሎ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔኦምን ብዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኸ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ዘቲዮም።
ኣይተ ጌታቸው፥ ትግበራ ውዕል…
ኣብ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ከተማ መቐለ ብ6 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝግበረሉ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን ከምዝህነፅ ተገሊፁ።
ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ ዝሀርነፅ እቲ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ሓፂነ መፂን÷ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር…