Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ። ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ…

ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ። “ቱሪዝም ንዘላቒ ለውጢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ሓምሻይ ሃገራዊ ጉባኤ መፅናዕቲን ምርምርን ዓውዲ ቱሪዝም…

“ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ብርሃን ፈንጣቂው ዓባይ" ዝብል ርእሲ ዘለዎ ዘለዎ መፅሓፍ ሎሚ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ መስ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘሰናድእዎ ኢዩ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ብምምራቑ ናይ እንቋዕ አሓጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላለፊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰላም እዚ ቀጣና ኢሉ ‘ውን ዓለም ለኸ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

በዓል መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣድላዪ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ኢለን። እተን ከንቲባ ምድላው በዓል መስቀል ዳሜራን ሓገዝ እቲ ምምሕዳር ከተማን ኣመልኪተን ምስ ኣባላት ኣሰናዳኢ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ንድኹማት ዓቕሚ ዝሃነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምምሕዳር ወንዶገነት ንድኹማት ዓቕሚ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ኣብ እዋን ምትሕልላፍ ኣባይቲ ከምዝበልዎ፤ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ትካላዊ…

ግድብ ህዳሰ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ። ዘ ሳህል ሲግናል ዝተብሃለ ገፅ ዩቲዩብ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ትንታነ÷ ኢትዮጵያ ዓይኒ ዓለም ዝሰሓበ ግድብ ህዳሰ…

ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ግድብ ህዳሰ ሕቡራት መንግስታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት ልዑል ረብሓ ኣለዎ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት መበል 80 ሓፈሻዊ ኣኼባ እናተሳተፉ ዘለው ፕሬዚዳንት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ደሴ ዙርያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 12 ሰባት ሓሊፉ። ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኮማንደር መሓመድ ሰይድ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ሎሚ መበገሲኣ ካብ መካነ ሰላም ዝገበረት ናይ…

መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ። ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…