Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 80 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ስነ ስርዓት መኽፈቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ይሳተፍ ኣሎ።
ዋና ፅሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶንዮ ጉቴሬዝ ኣብቲ…
ሓበራዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዙ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ብምጥንኻር ሓበራዊ ተረባሕነት ንመርግጋፅ ዝኽግዙ ከም "ያሆዴ" ዝበሉ ባህላዊ ክብሪታት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፡፡
በዓል መለወጢ ዘበን ሃዲያ "ያሆዴ" ብዝተፈላለዩ ባህላዊ…
ኣብ በዓል “ዮ ማስቃላ” ዝካየድ ስነ ሰርዓት “ሶፌ”
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ጋሞ ዘበን መለወጢ ኣብ ዝኾነ በዓል "ዮ ማስቃላ" ዝካየድ ስነ ሰርዓት "ሶፌ" በቲ ብሄረሰብ ዝኽበር ድሙቕ ስነ ሰርዓት ኢዩ።
"ሶፌ" ዘብል ቃል ጋሞኛ አነትኸወነ፥ መርዑ ፅባቐኦም ብውድድር ዘርእይሉ ባህላዊ ስነ ሰርዓትን ክብሪ በዓል…
በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ “ያሆዴ” ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ "ያሆዴ" ኣብ ከተማ ሆሳእና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፣ሚኒስትር የሴቶደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…
በዓል “ማሽቃሮ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ማሽቃሮ" ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ኣብ ከተማ ቦንጋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተውፃእፅኡ ተወለድቲ እቲ ብሄርን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
በዓል “ዮ ማስቃላ” ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል "ዮ ማስቃላ" ሓዱሽ ዓመት ማሕበረሰብ ጋሞ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ይኽበር ኣሎ።
በዓል ዮ ማስቃላ በቲ ብሄረሰብ ዘመን መለወጢ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሓዘነ ዝፅናዕነዐሉ፣ ዝተፃለአ ዝተዓረቐሉ፣ ዝተፈናተተ ዝቀራረበሉ ፍሉይ…
ብፕሬዚዳንት ታዬ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ 80 ዙር ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት መንግስታት ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ሓዊሱ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ…
ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ የሳልጥ ኣሎ።
መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ኣብ ክሊ ሽግሽግ ዕዳ ንምዝታይን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ መትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥንኻርን…
ሲዲሲ ኣፍሪካ ፍርያት መድሓኒት ንምድንፋዕ ዝውዕል ሓገዝ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማም ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣብታ ኣህጉር ፍርያት ካትበትን መድሓኒትን ንምዕባይ ዝውዕል ሓገዝ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብቲ ማእኸ መተሓባባሪ ኣፍረይቲ ውሽጢ ሃገር ኣይተ ኣበበ ጌተኑ…
ግድብ ህዳሰ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብሓሳብ ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ኢዩ- ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ሐዚ ትውልዲ ብረሃፅ፣ ደምን ሓሳብን ተቓሊሱ ዝሰዓሮ ድሙቕ ዓወት ኢዩ ኢሎም ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…