Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ ስልጠና 2018 ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና   ይካየድ ኣሎ። እቲ ስልጠና፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ፣ መርኣዪ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኣመራርሓ…

ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት 9 ሚሊየን ሄክታር ዝፅጋዕ መሬት ስርናይ ክፈሪ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ 8 ነጥቢ 5 ክሳብ 9 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኸውን መሬት ስርናይ ፍከሪ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከይዲ ኣተኣኻኽባ ስርናይ…

ለውጢ ሃገርና ዝምራሕ ብናይ ባዕልና ፅናዓት፣ ፈጠራን ናይ ስራሕ ትግሃትን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቀኛ ለውጢ ሃገርና ዝምራሕ ብናይ ባዕልና ፅናዓት፣ ፈጠራን ናይ ስራሕ ትግሃትን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብክረምታዊ ስራሕቲ ፍርያት ስርናይ…

ፍትሒ ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርጋፅን ግደ ዓገብቲ ሕጊ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ ዓቀብቲ ሕጊ ፍትሒ ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርጋፅን ወሳኒ ግደ ይፃወቱ ኢለን። ኣብ ቻይና ከተማ ጓንጁ ፎረም ምትሕብባር ዓቀብቲ ሕጊ ቻይና - ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣብቲ ፎረም፤ ኢትዮጵያ፣…

ዝተዋደደ ምሕደራ ሃፍቲ ማይ ምጥንኻር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ከባቢያዊን ፖለቲካዊን ጉዳይ ከምዝኾነ ብምርዳእ ዝተዋደደ ምሕደራ ሃፍቲ ማይ ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን። "ማይን ንፁህ ኢነርጂን ንዘላቒ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቅነ…

2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ጥዕና እፅዋትን እንስሳትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ 2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ፅሬትን ጥዕናን እፅዋትን እንስሳትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝካየድ ጉባኤ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያን ማሕበር ለኣኽቲን ኣፍረይቲቲን ሆርቲካልቸር ኢትዮጵያ ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡…

ማንም ፈተወ ፀልአ ኢትዮጵያ ተዓፅያ ኣይትነብርን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንም ፈተወ ፀልአ ርግፀኛ እየ ኢትዮጵያ ተዓፅያ ኣይትነብርን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንእተልዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን…

ኣብ ክልል ትግራይ ተወሳኺ ውግእ ንኽካየድ ኣይንደልን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተወሳኺ ውግእ ንኽካየድ ኣይንደልን እኳ ደኣስ ተሓባቢርና ሃገር ክነልምዕ ኢና ንደሊ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰላም ብዝምልከት ኣብ ዝሃቡዎ…

ኢትዮጵያ ኣብ ብሄራዊ ረብሓኣ ኢ-ፍትሓዊን ኢ-ርትዓዊን ውሳነ ዝተወሰነላ ሃገር ኢያ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ብሄራዊ ረብሓኣ ኢ-ፍትሓዊን ኢ-ርትዓዊን ውሳነ ዝተወሰነላ ሃገር ኢያ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ ኣባይ ምጥቃም ተፈጥሮኣዊን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2018 ዓ.ም ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሓምሻይ ዓመት ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…