Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብዝውውር መዐወኒ እፃት ዝተጠርጠረ ጋዜጠኛ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝውውር መዐወኒ እፃት ዝተጠርጠረ ጋዜጠኛ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ።
እቲ ጋዜጠኛ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ እቲ መዐወኒ እፅ ንምትሕልላፍ ክብል ከምዝተትሓዘ ተሓቢሩ።
ቅድሚ…
ልኡኽ ሚኒስትራት ኣፍሪካ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዘሎ ልምዓት ስርናይ ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ሚኒስትራትን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ኣደኣ ዘሎ ልምዓት ስርናይ ተዓዚቡ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ካብ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ።
ኣብ ኣዳራሽ ሚሊየንየም ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ልዕሊ 5 ሺሕ መምህራን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ሰለማዊ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምርግጋፅ ይግባእ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍተቲ ስራሕ መንግስቲን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላት ምርካቦም እውን ተገሊፁ።
ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅ ከንቲባታት ዝህልዎም…
ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ግብረ ሓይኪ ኣብ ክልል ኣምሓራ እውሰድ ምስ ዘሎ ስጉምቲ ብሕቡእ ኣወዳድባ ይንቀሳቐሱን ተግባር ግብረ ራዕዱ እንትፍፅሙ ዝተረኸቡን 47…
ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወደብ ዶራሌህ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ።
እሮም ዋና ፈፃሚ ስራሕን ልኡኾምን÷ ምስ ኣቦ መንበር ናፃ ንግዲ ዞባን ዓለም ለኸ ወደባትንን…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…
ጉጅለ ልኡኽ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን ኮትዲቫርን፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፤…
ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ግርማ ዝተሰውኡሉ ዕላማ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ብምርብራብ ብልፅግናና ብፅንፈኛታት ዘይተዓናቐፍ ምዃኑ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ኣብ ስነ…