Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ኢዩ – ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ…

ኤምባሲ ጂቡቲ 60 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 60 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እቶም ፍልሰተኛታት 14 ዝኾኑ ኣብ የመን ኣብ ልዑል ፀገም ብምፅናሕ ናብ ጅቡቲ ዝኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ኩባኒያ መዓድን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኬፊ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ መዓድናት ወርቂን መዳብን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኬፊ መዓድናት ወርቂን መዳብን ዘፍሪ ኩባንያ እንትኸውን÷ 320 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ልምዓት መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት 8 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሸሞንተ ሃገራት ተቐቢለን። ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተረኺቦም ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ዘቕረቡ÷ ኣምባሳደራት ሃገራት ቱርኪ፣ ስሪላንካ፣ እስዋቲኒ፣ ቺሊ፣ ኣንጎላ፣ ዛምቢያ፣…

ናብ ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ምድሪ ዳግም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ተቋሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ምድሪ ዳግም ከምዝተጀመረ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ቢሮ ትራንስፖርት ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያው ብዝተሰርሐ ስራሕ ናብ ትግራይ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ለረኡኽ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቅሮ ብኲናት ኣብ ዝተጎድኡ ፋብሪካታት ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት÷ ርእሳነ ምምሕዳር ኩለን ክልላት፣…

ፎረም ከንቲባታት ኢትዮጵያ ዝቕፅል 21 ሚያዝያ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከንቲባታት ኢትዮጵያ ዝቕፅል 21 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ፎረም ከተማታት ዘለወን ልምዲ ዝካፈላሉን ልውውጥ…

ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ንምቕራብ ቀንዲ ተመራፂት ኢያ – ኣምባሳደር ካንግ ሲዎኪሂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ብዝሰለጠነ ሓይሊ ሰብ ዕዳጋ ስራሕ ንምቕራብ ቀንዲ ተመራፂት ከምዝኾነት ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሲዎኪሂ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ካንግ ሲዎኪሂ ተዛቲየን፡፡…

ዒድ ሸዋል ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መግለፂ ህዝቢ ሃረሪ ዝኾነ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይኽበር ኣሎ። ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ካርቱም ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ እቲ ከባቢ ማእኸል ውግእ ምዃኑ፣ ኣብቲ ከባቢ ኣገልግሎት መብራት ምቁራፁን ናውቲ ምግቢ ንምርካብ ይኹን…