Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዳሜራ ምልክት ምልዋጥ ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ንመስቀሊ ገበነኛታት ይውዕል ዝነበረ መስቀል…

ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ካብ ማእኸል ፒያሳ ክሳብ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ጉያ፥ ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ካብ ፌደረሽን ኣትሌቲክስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ክብረ በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ መቐለ ጎቦ ጮምዓ ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣከባብራ በዓል፥ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ ሓዊሱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው…

በዓል መውሊድ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ተኲሱ። በዓል መውሊድ ሰናይ ተግባራት ነቢዩ መሓመድ (ሰዓወ) መምርሒ ህይወት ንምግባር…

በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን ብሰላም ንኽዛዘሙ እኹል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፤ ንበዓላት መስቀል ዳሜራን መውሊድን እንኳ…

በዓላት ብሰላም ንኽኽበሩ ምድላው ተገይሩ – ኮማንድ ፖስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግሲ ግሸን ደብረ ከርቤ፣ በዓላት መውሊድን መስቀልን ብሰላማዊ መገዲ ንኽኽበሩ ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ኮማንድ ፖስት ዞባ ደቡብ ወሎን ምምሕዳር ከተማ ደሴን ኣፍሊጡ፡፡ ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስት ሻለቃ ደግሰው ዶሻ ከምዝገለፁዎ÷ 21 መስከረም…

ንበዓል ዳሜራ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝኽበር በዓል ምኽንያት ንተሸከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ብመሰረት ፅባሕ ረፋድ ካብ 5:00 ጀሚሩ ክሳብ ፍፃመ እቲ በዓል፡- ካብ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ…

ንበዓል ዳሜራ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ ዝኽበረሉ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሐ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጥራቱ በየነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝገለፁዎ÷ ቀንዲ ዕላማ እቲ ወፍሪ ፅሬት ካብ ፅሬት ሓሊፉ ኣብቲ ቦታ…

ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ። ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታት ዝጎልሁሉ መርሃ-ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ፑሽኪን ዘሰናደኦ እቲ ሚኒስቴር÷ ምስ መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተ…

ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ከምዝዛዘም ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ባሌ ወረዳታት ደሎመናን ሃረና ቡሉቅን ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷…