Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ – ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ዳግማይ ድሙቕ ቀለም ታሪክ ጅግንነት ኢትዮጵያን ዝተፅሓፈሉ ኢዩ  ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር)። ህንፀት ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ ምምራቑ ስዒቡ “ብሓባር ክኢልና” ብዝብል መሪሕ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ – ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኾነ ይኹን ነገር ምዕዋት ከምንኽእል ብተግባር ዘረጋገፀ ዘበን ተሳጋሪ ማህተም ዓወት ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ። ምዝዛም እቲ ግድብ ብምምልካት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…

ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ብርቱዕ ንሕንሕ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወድድር ፍፃመ 5ይ ዙር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድምቀት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ንፍፃመ ዝበቁቕዑ ጴጥሮስ ማስረሻ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ እዮቤል ፀጋዬን ኤፍሬም ጌታቸውን ክነሓንሑ…

ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልላት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ስዒቡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሶማሌን ሰልፊ መግለፂ ታሕጓስ ይካየድ ኣሎ። ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ እቲ ሰልፊ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም…

በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም 24ን 25ን መስከረም ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኢሬቻ መስከረም 24 ኣብ ሆራ ፊንፊኔ 25 መስከረም 2018 ድማ ኣብ ሆራ ሃርሰዲ ክኽበር እዩ። ሕብረት ኣባገዳታት ኦሮሞ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ናይ ምስጋና፣ ሓድነት፣ ፍቕርን ዕርቂን…

ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ዓውዲ ጥዕና ዲጂታል ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ ኢትዮ ቴሌኮምን ግልጋሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያን ስማርት ዲጂታል ምፍትሒ ቀረብ ሰንሰለት ጥዕና ንምትግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም።…

ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ብፍትሓዊነት ንምብፃሕ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ሃገር ንዜጋታት ብፍትሓዊ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ። እቲ ግልጋሎት ምስ ቢሮ ጥዕና ክልል ሲዳማን ኣምረፍ ጥዕና ኣፍሪካን ብምትሕብባር ኣተገባብራ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፣ መንፈስ ይክኣል ካብ ዘረባ ናብ ተግባር ብምቕያር ኣብ ኣፍሪካውያን ምንቅቓሕ ፈጢሩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ወሃቢ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ወፃኢ ተግባራት ዙሪያ…

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ሎሚ ዓመት ኣከባብራ ኢሬቻ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሓላፊት ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ ጀሚላ ሲንብሩ፤ በዓል ኢሬቻ መግለፂ ባህሊ ህዝቢ ኦሮሞ ምዃኑ ገሊፀን፡፡ ኣብቲ ዘተ እቲ…

ምዝዛም ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓወት ብልፅግና ዘይተርፍ ምዃኑ ዘረጋገፀ እዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ መተሓባበሪ ክላስተር ዲላ መሪሁን ፍቅሩ (ዶ/ር)። ምዝዛም ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…