Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ሕርሻ ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ዑደት ኣካይደን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ከባቢ ቤተልን ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ ኣያት ህንፀቶም ኣብ…
ብዘይሕጋዊ ንግዲ ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተሰርሑ ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።
ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራልን ሚኒስቴር…
ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃሰን መሓመድን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣይተ ኣስፋው ኣበበ፣ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርኘራይዝ ኢትዮጵያ ኣለባቸው ንጉሴ(ዶ/ር)…
ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
መዓልቲ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተኸቢሩ።
ነቲ በዓል ጠሚቱ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ…
ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሌጅ መሰልጠኒ ፖሊስ ክልል ሶማሌ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ተመሪቖም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤልን ሓዊሱ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ኣብ…
ነበር ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ከበደ ታደሰ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ሓለዋ ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ከበደ ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ዶ/ር ከበደ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 1993 ክሳብ ጥቅምቲ 1998 ኣብቲ ሚኒስቴር ከምዘገልገሉ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ሚኒስቴር ትምህርቲ መርሃ ግብሪ ምግባ ተምሃሮ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን6 ነጥቢ 9 ሚሊየን ተምሃሮ ተረባሒ ዝገበረ መርሃ ግብሪ ምግባ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሚኒስቴር ትምህርቲት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ተገምጊሙ።
ኣብቲ ገምጋም ብሰንኪ…
ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ 2016 ዓ/ም ሓደሽቲ ክህነፁ ንዝተነፀሩን ብሰንኪ ኲናት ህንፀቶም ጠጠው ዝበሉን መሰረተ ልምዓታት ንምዝዛም ካብ ውሽጢ ኣታዊ፣ ስሩዕ ባጀትን ካብ ልምዓት ባንክን ልዕሊ 2 ቢልየን ብር ባጀት ከም ዝተመደበሉ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ…
ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ከምዝጅመር ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
እቲ ዕስለ ኣንበጣ ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን 12 ሺሕን 653 ሄክታር መሬት ከምዝወረረ ብዝተገበረ…
ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ማእኸል፥ ንዕዳጋ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝቐርቡ ፍራምረ ይለምዑ ከምዘሎዉ ተሓቢሩ።
እቲ ስራሕቲ ግብርና ንብዙሓት መናእሰይ እቲ…