Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ልዝብ ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሽን ከንሚን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ…
ወለንታዊነት ዕለታዊ እናተግበርናዮ ክንነብር ዝግባእ ጉዳይ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታዊነት ዕለታዊ እናተግበርናዮ ክንነብር ዝግባእ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም።
መዓልቲ ወለንታዊነት 'ወለንታዊነት ንሃገር' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ብብርኪ ሃገር እናተኸበረ ይርከብ።…
ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ መዓልቲ ወለታዊነት ምኽኒያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ።
ሎሚ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ እቲ ዕለት ምኽኒያት በምግባር…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ኣብቲ ትካል ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ።
ብቲ መርሃ ግብሪ ኣብቲ ትካል ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓታትን ሜዳሊያ፣ ሪቫንን ወረቐት…
ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 30 መዓልታት እንትሰርሖም ዝነበሩ ስራሕቲ ዝጠመተ…
ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል…
መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብቡሳ ጎኖፋ፣ ቢሮ ገንዘብ ኦሮሚያን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሞገስ…
መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ካልኦት ክልላትን ዝኽበር ዘሎ ዕለት “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
እወንታዊ ተግባራት…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…
ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…