Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝገብሩዎ ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ከምዝግባእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ንልዕሊ ክልተ ዓማውቲ ቀረብ…
1ይ ስሩዕ ጉባኤ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ÷ “ንምዕባለ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ዝተግህ መንእሰይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ካብ 21 ክሳብ 25 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኣብ…
ብፕሬዚዳንት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ልኡኽ መቐለ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበራ ሞላን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ማሕበርን ዝተመርሐ ልኡኽ መቐለ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ÷ ኣካቢ ቦርድ እቲ ማሕበር ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ገላን ከተማ ናይ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ካልኣይ ዑደት ኣብ ኢንነዱስትሪ ሆራ መክያዶም ገሊፆም።…
ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን…
ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ።
ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ካብ ሞንጎ ዝኽበሩ በዓላት ሓደ ዝኾነ በዓል ልደት ዝቕፅል…
ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ።
ብዙሓት ኣመራርሓታት÷ ብልዑል ቆራፅነት ናይ ህይወት…
ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ናይ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን መምርሒ ሓላፊ ጀይላን ኣብዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሕብረተሰብ…
“ስለኢትዮጵያ” ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ፕሬስ ትካል ዘዳለዎ "ስለኢትዮጵያ" ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።
ካብ 1950ታት ጀሚሩ በቢእዋኑ ዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ወሳኒ ኩነታት፣ ኣብ ታሪክ ብርኪታት ዝተልዓሉ ሕቶታት ህዝቢ፣…
ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እተን ትካላት ጥዕና ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት…