Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ፈረንሳይ ከባቢ 01 ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ሎሚ በዶ ÷ “ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ወፍሪ ሓምለዋይ…
መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ክልል ዓፋር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ እናተሰፉ ይርከቡ፡፡
#ሓምለዋይኣሰር
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰሮም የንብሩ ኣለዉ።
እቲ ሰራዊት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ብምስላጥ ኢትዮጵያ ናብ ቀደም ሓምለዋይነታ ናይ ምምላስ ፃውዒት…
ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ ዝተሰናደአሎም ከባቢ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመኘቀ መኮነን ብምርካብ ሓምለዋይ ኣሰሮም ከምዘንበሩ ተሓቢሩ።…
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ተኸላ ፈልሲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ምትካል ተጀሚሩ።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቅሊንጦ ሓዊሱ ኣብ 12 ወረዳታት ዝተመረፁ ቦታታት መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እናተሳለጠ ይርከብ።…
ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ብብርኪ ክልል ሎሚ መዓልቲ 260 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
26 ሺሕ ሄክታር መሬት…
ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ብብርኪ ክልል ኣብ 25 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ክልል ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ…
ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ሰዓት 12 ተጀሚሩ።
ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምንባር መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ከምዘለዉ ካብ ኮሚኒኬሽን…
ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈልሲ ምትካል ብንጉህኡ ጀሚርናዮ ኣለና ክሳብ ምሸት ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
ብንጉህኡ ብዝናብ ወፂእኹም ሓምለዋይ…