Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ። ኣብታ ከተማ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ሓደጋታት እቶም ኣርባዕተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ እንትኾኑ÷ ዝተረፉ ድማ ካብ ባርዕ ሓዊ ወፃእ ከምዝኾኑ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ሽረ እንዳስላሰ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውዕሊ ሰላም ስዒቡ ናብ ሽረ እንዳስላሰ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ካብ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ምጅማሩ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈላማይ…

ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ 100 ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ሓዊሱ ካልኦት ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ምክትል መካየዲ ስራሕ ዘፈር ተገዛኣይነት ሕጊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ሞጆ ኣይተ ፈረጃ ኣታላይ÷ ዴስክ ቶፕ…

ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 5 ዕዳጋ ሸላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና…

ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ኮኬን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ 108 ብመልክዕ ሕሩጭን ክኒንን ዝተሰናደአ ኮኬን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ ኮኬን ትራንስፖርት ህዝቢ ብምጥቃም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሑመራ ብሻንጣ ተሓቢኡ እንትጓዝ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ። ብዘይሕጋውያን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ ሃገራትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ንዝርከቡ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ” ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ተዛሪቦም፡፡ ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ "ኣብ ህንፀት ሃገር ብፅሒት ምሁራን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ኣብ ሃገራዊ ፀገማት መርኣያ ኣንፈታት ኣድሂቡ ምኽክር ምሁራን የካይድ ኣሎ።…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የካይድ ኣሎ፡፡ << ንኢትዮጵያን ኣፍሪካዊን ብልፅግና ዝተግህ መንእሰይ›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ፃኒሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክላዘብ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…