Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣመራርሓታት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ÷ ኣዲስ ኣበባ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ጀርመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕልን ፕሮጀክት ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፍልይቲ ልእኽቲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ትግበራ ምምሕያሽ ክሌማዊ ለውጢ ጀርመን ጄኒፈር ሊ ሞርጋን ገሊፀን። እተን ፍልይቲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዝካድ መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኢትዮጵያን ካሜሩን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሩን ሌጄዩን ምቤላ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ፅባሕ ምክያድ ቅድሚ ዝጅምር መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ምዃኑ…

ትካል ገባሪ ሰናይ ትእምት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገባሪ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት)  ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተረኪቦምዎ። “ትካላት ትእምት ካብ…

ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሪሲያ-ኣፍሪካ ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ ገሊፆም። ካልኣይ መድረኽ ዘተ ቅድመ ጉባኤ ኢኮኖሚ ሩሲያ-ኣፍሪካ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሩሲያ፣…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ…

ኢትዮጵያ ምስ ኮሪያ ብምትሕብባር ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ኣብ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብኢትዮጵያ ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ስምምዕነት ተገይሩ፡፡ እቲ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቅድመ-ምድላው ክታሞም ዘንበሩ÷ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን፣ ኮንሰርቲየም ፕሮጀክት መንግስቲ ኮሪያን ህንፀት ፕሮጀክታት…

ኣፈፃፅማ ትልሚ 2015 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ተገምጊሙ

ኣዲስ አበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መድረኽ ኣፈፃፅማ በጀት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት 2016 ዓ.ምን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓላፊ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ስጉምቲ ዝተወሰዶም ኤጀንሲታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ሰራሕተኛታት ኣብ ምርኻብ ዝተዋፈሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…