Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ኣይኮነን – ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሸኔ ናይ ምድምሳስ ስራሕ ንሰራዊት ጥራሕ ዝግደፍ ከምዘይኮነ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ተዛሪቦም። ላዕሎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምርግጋፅ ሰላም ዝዓሰላ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብዝብል ምስ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ 6 ዜጋታት ጂቡቲ ክልቀቑ ገይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ፍሩድ ብዝበሃሉ ብዕጡቓት ተዓጊቶም ዝነበሩ ሽዱሽተ ዜጋታት ጂቡቲ ብሰላማዊ ከፍተሖም ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ፍሰሃ ሽዋል ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷…

ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ ንሕብረተሰብ ብገንዘብን ጉልበትን እናደገፉ ከምዝኾኑ ክፍሊ ሚዲያን ርክብ ህዝቢን እቲ እዚ ኣፍሊጡ። ኣባላት ሰራዊት እቲ እዚ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2015 ጥራሕ ኣብ 41 ሄክታር ዝርከብ ዝራእቲ ዓቕመ ደካማ ሓረስቶት…

መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መብዛሕትኡ ክፋል ህብረተሰብ መንእሰይ ኣብዝኾነላ ሃገር መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና…

ደቡብ ሱዳን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ንዝገብሮ ተሳትፎ ኣድላዪ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ስራሕ ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ኢንፎርሜሽን ደቡብ ሱዳን፣ ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽንን ኣገልግሎት ፖስታን፣ ብሄራዊ…

ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ዝምዘን ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ኣብ ከተማ ሃረር ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ድሬዳዋ ብዝተረኸበ ሓበሬታን ብዝተገበረ ክትትልን ኣብ ከተማ ሃረር ነቲ መዓድን…

ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ–ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ ክብሉ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ  ሱሌይማን ደደፎ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወፃኢ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ንኣመራርሓታት እታ ከተማ ብምርካብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ገምጊሞም።…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣመራርሓ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ከተማ መተማ የውሃንስ ብምርኻብ እቲ ቀጣና ናይ ሰላምን ልምዓትን ኮሪደር ንምግባርን…

ኣብ ክልል ደቡብ 29 ጥሪ ንዝካየድ ህዝበ ውሳኔ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015 ዓ.ም ህዝበ ውሳኔ ከምዘካይድ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ነዚ ዕላማ ኣብ ዘውፀኦ ግዘ ሰለዳ መሰረት ብምግባር…