Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥…
ህዝቢ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዝረኽቦ ረብሓ ክረክብ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ኲናት ትርፉ ዕንወት ከምዝኾነ ብምሕባር ብናይ ሓደ መዓልቲ ብስጭት ዝጅመር ከምዘይኮነ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ጥርጣረን ፀርፍን እናነዛሕኻ ሰላም እንተተብሃለ ክልቲኡ ሓቢሩ ኣይኸይድን ክብሉ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዘርኢ ምትእምማን፣ ምክብባርን ይቕሬታን ዘይዘርአ ሰብ ኣርእቲ ሰላም ምዕፃድ ኣይከኣልን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፀፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኲናት…
ዝቕባበ ዋጋ ሎሚ ዘበን ናብ 30 ሚኢታዊ ወሪዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዕብየት ክተመዝግብ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ባይቶ ኣብ ጉባኤኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ በጀት 2015 ፀብፃብ…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ግዝኣት ሃናን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር÷ ሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ክትትልን ሓገዝን እናተገበረ ምዃኑ ኣብ እዋን ዘተአን ገሊፀን፡፡
ቻይና ዝገበረቶ…
ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ዣዎ ዢዩኣን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዩኣን ገሊፆም።
ፎረም ማሕበራዊ ሓላፍነት ኩባንያታት ቻይና÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ኤምባሲ ቻይናን ኣመራርሓ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ናይ ኢቢሲ ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተለምዶ ሸጎሌ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ናይ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ኣብ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ንጅቡቲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ምስታፍ ኩለመዳይ ረብሓ…