Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማሕበር ቀይሕ መስቀል እታዎታት ሕክምና ዝፀዓና ተወሰኽቲ 16 ተሽከርከርቲ ኣብ ትግራይ የከፋፈላ ከምዘለዋ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል እታዎታት ሕክምና ዝፀዓና ተወሰኽቲ 16 ተሽከርከርቲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ ሆስፒታላት የከፋፍል ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝበሎ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግብን እታዎታት ሕክምናን ዝፀዓና 16…

ምሁራን ንሉእላውነትን ዘላቒ ሰላምን ኢትዮጵያ ግቡእ ግደ ክፃወቱ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን ነባራዊ ኩነታት ብምግንዛብ ንሉእላውነትን ዘላቒ ሰላምን ኢትዮጵያ ግቡእ ግደ ክፃወቱ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንልእልና ኢትዮጵያ ግደ ምሁራን ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ መላእ እዛ ሀጋር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ትራንስፖርት ክሽፍን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንዝሕከሙ ሕማም ልቢ ዘለዎም 100 ህፃናት ወፃኢ ሕክምና መጥባሕቲን ትራንስፖርት በፂሕኻ መልሲን ከምዝሽፍን ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ሎሚ መዓልቲ ንኣርባዕተ ፈላሞት ተጓዓዝቲ ኣፋኒዩ፡፡ ኣካቢ ቦርድ…

8ይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምናይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ትምህርቲ ከምኡ እውን ዘፈር ንግድ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሪ…

1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ተመለስቲ እቶም 2 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ።…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ኣካላት ሚዲያን ስነ ጥበበን ከምኡውን ተሳተፍቲ ስቪክ ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና፥…

መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ “ግደ ምሁራን ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ፥ ዩንቨርስቲ ኮተቤ ምስ ምስ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ ኣብ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኢዮም ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ቻይና ጂያንግ ዜሚን ዝተሰመዖም ሓዘን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ፕሮጀክት መቖሚ መኪና ኣንድነት መሪቖም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ÷ ከንቲባ መርምሕዳር ከተማ ኣደስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሳለጥ ሰብኣዊ ዝርገሐ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ÷ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ልዕሊ 78 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲን…