Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ርክበን ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ስራሕ ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ…
ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ሎሚ መዓልቲ ኣፅዲቑዎ፡፡
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤኩ ሎሚ ኣካይዱ፡፡
እቲ ኣዋጅ÷ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ፖለቲካ ወገናዊነት ናፃ ኮይኑ ሃገርን ናይ…
ሃገራዊ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ምክያድ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልላት ዝካየድ መድረኽ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ 58 ከተታት ካብ ሚያዝያ ክሳብ ነሓሃሰ ኣብ ዘሎ ግዘ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብታ ሃገር ዝረአዩ ዝፀንሑ ሰፋሕቲን ዝተሓላለኹን በደላት፣ ፈተናታትን ጎንፂታትን…
ልዕሊ 250 ኩባንያታት ዝሳተፉሉ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ልዕሊ 250 ኩባንያታት ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ፡፡
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ኢትዮጵያ፥ መበል 13 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ ቻምበር ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ።…
ሓይሊታት ሱዳን ን72 ሰዓታት ተኹሲ ንምቁራፅ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ደገፍን ን72 ሰዓታት ተኹሲ ንምቁራፅ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሑ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ካብ ትማሊ ሰኑይ ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ዝትግበር ከምዝኾነ…
ኣምባሳደር ተፈራ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ኣቕሪቦም።
ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ኣብ ቀረባ እዋን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብምዃን ከምዝተሸሙ ይዝከር፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ሞሮኒ እንትኣትዉ ሲገቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዶሂር ዳህልክማል ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ሎሚ…
“ንኣፍሪካውያን ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል ኣምር ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ዝፈትሐትሉ መገዲ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ንኣፍሪካውያን ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ" ዝብል ኣህጉራዊ ኣምር፤ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ፀገማታ ዝፈትሐትሉ መገዲ ዓብዪ ኣብነት ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኮሚሽነር…
ኣስከሬን ፍሉጥ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስከሬን ፍሉጥ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ኣቀባብላ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን እቲ ክልልን ተረኺቦም፡፡
ኣርቲስቱ…
ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊሲ ምርምር ምግቢ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፖሊሲ ምርምር ምግቢ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን መቐመጢኡ ኣብ ኣሜሪካ…