Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት ክልተ ህፃናት እንትሓልፍ ኣብ ሓደ ሰገን ድማ ጉድኣት ኣካል ከምዘብፀሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ከምዝገለፁዎ÷…
8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር።
ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…
ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…
ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል-ኢጋድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ዓቕሚ ገንዘብ ደቂ ኣንስቲዮ ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታ የኽእል ክብል ኢጋድ ገሊፁ።
እቲ ትካል ንምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ንምጉልባት ተሳትፎ ደቂ ኣኒስትዮን የኽአል ኢዩ ዝበሎ ፈተነ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሩ።…
ሓወልቲ ሌ/ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ ኣጋን ብስሞም ዝተሰየመ ቤት ትምህርቲን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ተመሪቑ።
ነቲ ሓውልቲን ቤት ትምህርቲን መሪቐን ዝኸፈተኦ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ሓወልቲ ሌተናል ኮሎኔል ኣብዲሳ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ትሩፋት ሌማት ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ምፍላጥ ትሩፋት ሌማት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሆለታ ተረኺቦም ዘፋለጡዎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢም።
ኣብቲ…
ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣሰራርሓታት ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “እቲ ኤምባሲ ዝገበረልና ደገፍ ኣወሃህባ ኣገልግሎት እቲ ከተማ ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ…
ሕብረት ኣውሮፓ 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽንያት ኲናት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዝውዕልን ንተምሃሮ ምገባ ዝኸውንን 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ።
ኲናት ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት 8 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝዓነዉን 1 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ…
ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፈላማይ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣፍሊጡ።
እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን መድሕን ህይወት ዝኾኑ ናውቲ ከምዝኾነ ካብ…
ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ስራሕ ምምላስ ዜጋታት ሎሚ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ዜጋታት ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር ብዝተገበሩ 198 በረራታት ልዕሊ 71 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመለሱ…