Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣከባብራ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።
ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ ክልል ሲዳማ…
መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ጥንኩር ስርዓት ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር…
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…
ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ እቶም ኩባኒያታት ዘጋጥምዎም ዘለዎ ፀገማትን ኣብ ፖሊስን ሕግን መነግስቲ ብዛዕባ ዝህልዎም ሕቶታትን ምላሽ ኣብ ምሃብ ዝጠመተ ከምዘኾነ ተገሊፁ።
ኮሚሽነር…
ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ፍልይቲ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኔት ዌበር ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪንእትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኣብ ኣፍሪካ ቢሪግት ፒከል ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዛዕባ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላምን ሽርክና ልምዓት እተን ሃገራትን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ።
እቶም ኣባይቲ ኣብ ትሑት ናብራ ነዝነብሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…
300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል 300 ቶን ስርናይ፣ ዓተርን ዘይቲ ኣትክልቲን ኣብ ኣላማጣ ይራገፍ ከምዘሎ ኢዩ ገሊፁ።
ምግቢ ተንከፍ ናውቲ እውን ን67 ሺሕ ሰባት ከምዝባፃሕ ሓቢሩ።
…
ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን3ተ ዓሰርተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተመሓየሸ ረቒቕ ፖሊሲ ኢነርጂ፤ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ ዘትዩ።
ሚኒስትር ማይን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየን ብወግዒ ኣጀሚረንኡ።
እዋናዊ ሓበሬታ…