Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ጎንደር ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ እግዳት ተነቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ ክልከላታት ኣንቢሩ። ብመሰረት እዚ 1 . ኣብታ ከተማ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ቤት መስተን ሳዕሲዒትን ካብ ሰዓት 3 ምሸት ንደሓር ኣገልግሎት…

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፈላለያ ትካላት መበል ሓምሻይ ዙር ደገፍ ምግባሮም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ 15 ሚሊየን ብር ከምዝለገሰ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳር ንብረትን መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ሰርዓትን ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…

በዓላት ትንሳኤን ዒድን ንምኽባር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ዝርብሹ ደለልቲ ካብ ስርዓት ዕዳጋ ክወፅኡ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ዝኽበሩ በዓላት ትንሳኤን ዒድን ንምኽባር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣከባብራ እቶም በዓላት ኣመልኪቶም መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ንግዲን…

ኩባኒያ ኣፍራዪ ሲሚንቶ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ዓውዲ መዋእለ ንዋይ ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ኩባንያ ሲኖማን ዋና ዳይሬክተር ትካል ሲ ኤን ቢ ኤምን ሉ ያን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ እቲ ኩባንያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ሲሚንቶ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ኣብ ዝከኣለሉ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ታንጃ ፋጆን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙለን።…

ካብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንህንፀፅ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ተሳትፎ እቲ ግድብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መበል 12 ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምክንያት…

ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ተገይሩ ከምዝሰናዳእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ከምዝኸውን ኣብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ስራሕ ወፍሪ ሓይሊ ሰብ ዋና ሰብሳቢ ቀዋሚ ኮሚቴ  ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ገሊፆም፡፡ ዓረሰ ምሕደራ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዑደት ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ከተማ ኣዲስ ኣዲስን ኢዮም ኣብ መዋፈሪ ሰዓት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን። ዑደት ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከበወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮልፌን ማእኸል መፍረዪ ሕርሻ ኮልፌን…