Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ንዕውትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ትካላት ፋይናንሰን ልምዓት መንግስቲን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ታዬ፥ ሰላም…

ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ። እቲ ግሩፕ፥ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ኣተሓባበርቲ ክላስተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ…

መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ “ጠንካራ ስርዓተ ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ተምህርቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ ኣብ…

ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን – ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን  ከብሉ ሚኒስቴር ኣገልግሎት መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት…

ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መነግስቲ ምስ ዓለም ለከ ትካላት ብምዃን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ፈላማይ ዙር፥ እቲ ሚኒስቴር ምስ ብሄራዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም። ግዕዝይና ሃገር ዝበልዕ ነቀዝ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ልምዓት ሃገር ኣዕፅምቱ ክሳብ መግሃፅ አንተበፂሑ ናብ ሓደገኛ ለበዳ ተሰጋጊሩ ኣሎ ማለት ኢዩ ኢሎም።…

ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን ኣብ ጉዳይ ቀረብን ተበፃሕነትን ሰብኣዊ ሓገዝ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን ሎሚ መዓልቲ  ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ቀረብን ተበፃሕነትን ሰብኣዊ ሓገዝ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ…

ኣብ ርብዒ ዓመት ዝረኸቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ ክቕፅሉ ንምግባርን ክፍተታን ንምስትኽኻልን ርብርብ ምግባር ይግባእ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ርብዒ ዓመት ዝረኸቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ ክቕፅሉ ንምግባርን ክፍተታ ኣብ ሓፂር እዋን ንምስትኽኻልን ዝተዋደደ ርብርብ ምግባር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየር ንምቕራብ ዘኽሎ ፈተነ በረራ  ናብ ሽረ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ በረራ ሎሚ መዓልቲ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሽረ በረራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ጎንፂ ካብ ዝለዓል ድሕሪ ክልተ ዓመት…

ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ዓበይቲ መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ብጎንደር ገይረን ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊፁ። ኣብ ዝቅፅሉ መዓልቲታት ሃነፅቲ ምግቢ ኝሕብረተሰብ ክከፋፈሉ…