Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ታንጃ ፋጆን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙለን።…

ካብ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ንህንፀፅ ግድብ ህዳሰ ዝውዕል 518 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ተሳትፎ እቲ ግድብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መበል 12 ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምክንያት…

ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ተገይሩ ከምዝሰናዳእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ከምዝኸውን ኣብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ስራሕ ወፍሪ ሓይሊ ሰብ ዋና ሰብሳቢ ቀዋሚ ኮሚቴ  ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ገሊፆም፡፡ ዓረሰ ምሕደራ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዑደት ገይሮም። እቶም ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ከተማ ኣዲስ ኣዲስን ኢዮም ኣብ መዋፈሪ ሰዓት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታ ተዓዚበን። ዑደት ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ፕሮጀክታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከበወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮልፌን ማእኸል መፍረዪ ሕርሻ ኮልፌን…

ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን – ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ካብ ግዝያዊ ፍታሕ ዘላቒ ረብሓ ኣይርከብን“ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ኣውፂኦም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…

ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዝበ ሙስሊም ኣብ ጎኒ ዝተፀገሙ ክስለፍ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሓቲቱ። ሳልሳይ ዙር ዓብዪ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ጎደና ''ኢፍጣርና ንወገንና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ…

ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጀጋኑ ውላድ ስለ ዘለውዋ  ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ምክልኻል ሃገርን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝርከብ…

ምስ ዝተጀመረ ሓዱሽ ምልማድ ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን የድሊ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር  ምስ ዝተጀመረ ለውጢ፣  ሓዱሽ ምልማድን ኣንፈተን ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ከምዘድሊ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ውፅኢታዊ ተግባር ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥…

መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ”  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ "የመደመር ትውልድ"  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን…