Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ንዝህቡ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ልዑል ወፃኢ ዝሓቱን ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝወሃቡን ኣገልግሎት ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ኣብ ውሽጢ ሃገር ክህቡ ንዝኽእሉ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ምሃብ ክጅምር ኢዩ። ሳልሳይ ደረጃ (ተርሸሪ ሌቭል) ሆስፒታል ዘበናዊ መሳርሒታ ሓዊሱ…

ሚኒስትራትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ ኢንዱስትሪ ፓርክ…

ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ሓገዝ ተገይሩሉ

ኣዲስ አበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣይሻ መሓመድ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘበርከታሉ እዋን ከምዝገለፀኦ÷ ዕላማ እቲ ሓገዝ ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ሕርሻ…

ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰገናት ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህበ ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ወይ እውን “ዲጂ ትራክ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ ማእኸል÷ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ዳይሬክተር…

40 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንምሻጥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓለም ለኸ ጨረታ ክወፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 3ይ ቴሌኮም ፕራይቬታይዜሽን ንመሃብ ዓለም ለኸ ትካላት ቴሌኮም ድሌቶም ንኸርእዩ ሓቲቱ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዲኤታ ኢዮብ ተካልኝን ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝዛወረሉ ኩነታ ኣድሂቦም መግለፂ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዓመት 8ይ ዘበን ስራሕ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተመሓየሸ እርከን በዝሒ ተወከልቲ ተወከልቲ ህዝቢ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…

ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን። እተን ተሽከርከርቲ ናይ ህፁፅ እዋንን ቀዳማይ ሬዲኤት ሕክምናን ንምሃብ ዘኽእሉ ናውቲታት ሒዘን ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቶም መድሓኒታት ህፁፅ ረድኤት…

ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ኣብ ሓለዋ ከባቢን ምክልኻል ለውጢ ክሌማን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፀል ገሊፃ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ኖርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስቴይን ክሪስቴንሰን ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥  ኢትዮጵያ…

መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያእተተኣናግዶ መበል 17 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንኢትዮጵያ ብዙሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምኻን ጋዜጣዊ መግለፂ…

ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነስርዓት ምውፃእ ዕፃ ኣባይቲ ፍትሓውነት ብዘንግስ መገዲ ንምፍፃም ፃዕሪ ተገይሩ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣማራፅታት ኣቕርቦት መንበሪ ሓባር ኣባይቲ  ብምዝርጋሕ…